ተጠቃምነት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራውያን ህቡብነት እናጥረየ ይመጽእ ከምዘሎ ተፈሊጡ። June 2, 2009 5:41 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ድሒረን ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘተኣታተዋ ሃገራት ኣፍሪቃ ‘ኳ እንተኾነት፡ ካብ ድምር ብዝሒ ተጠቃመት ኢንተርነት ኣፍሪቃ፡ ክልተ ሚእታዊት (2%) ሒዛ ከምዘላ እቲ ሓበሬታ የረድእ። እቲ “ኣብ ስደት ንዝነብሩ ኤርትራውያን ኢንተርነት ካልኣይ ቤቶም ኮይኑ ‘ሎ ዝበለ” ጸብጻብ፡ Continue reading POST TAGS: ህቡብነትተጠቃምነትተፈሊጡ።ኢንተርነትኣብኤርትራውያንእናጥረየከምዘሎይመጽእ
እቲ ብዙሓት ኤርትራውያን ናብ ኢውሮጳ ዝሰግሩሉ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ብቐጻሊ ሓደገኛ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ። May 28, 2007 8:50 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሊብያ ብዘየተኣማምና ጀላቡ ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩሉ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ብቐጻሊ ሓደገኛ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሓደገኛማእከላይባሕሪብቐጻሊብዙሓትናብኢውሮጳኣሎ።ኤርትራውያንእቲእናኾነዝሰግሩሉይመጽእጉዕዞ