ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበልጣን ኢራንን ሓደ ካብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣልቓዒዳን፡ ኣብ ኤርትራ ከምዝተራኸቡን ኣብ ግጭት የመን ኢድ ከምዘለዎምን ተሓቢሩ። June 4, 2009 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ኢራን ከምኡ ‘ውን ሓደ ካብ ቀንዲ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኣልቓዒዳ ምዃኑ ዝንገረሉ ሄመል ኽትያር ኣልዕቡድ፡ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ስሉስዊ ርክብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደሰበልጣንተሓቢሩ።ኢራንንኢሳይያስኢድኣልቓዒዳን፡ኣብኣዛዚኣፈወርቂ፡ኤርትራከምዘለዎምንከምዝተራኸቡንካብወተሃደራዊየመንግጭት
25 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ብክልተ ፈጣናት ጃላቡ ኣብ የመን ኢዶም ሂቦም። December 9, 2008 6:19 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰለስተ ናይ ካፕተን መዓርግ ዘለዎም መኮነናት ዝርከቡዎም 25 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ብኽልተ ፈጣናት ጃላቡ የመን ብምስጋር ኢዶም ከምዝሃቡ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሂቦም።ሓይሊባሕሪብክልተኢዶምኣባላትኣብየመንጃላቡፈጣናት