እቲ ብህዝቢ እናተነጸለ ዝኸይድ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ንዝነብር ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ ተፈሊጡ። – 1ይ ጸብጻብ November 25, 2010 3:01 amጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር፡ ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝብናህግደፍመርበብስለያዊስርዓትስፊሕብህዝቢብስዉርተፈሊጡ።ንምቍጽጻርንዝነብርኣብእቲእናተነጸለከምዘሎወጻኢዘሎዘርጊሑዝኸይድ