ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ማሕበረኮማት ኤርትራውውያን May 8, 2011 10:58 pmሰሜን ኣመሪካassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ብዝተፈላለየ መንገዲ ኢዱ ብምእታው፡ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ማሕበረኮማት ኤርትራውውያን ዓምቢበን ንኤርትራዊ ማሕበረሰብ ግቡእ ኣገልግሎት ክይህባ ቀንዲ ዕንቅፋት ኮይኑ ከምዘሎ ኣብ ቶሮንቶ (ካናዳ) ዝነብሩ ኤርትራውያን ትማሊ 7 ግንቦት ‘ኤርትራ ብዓይኒ ህዝባ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል መደብ ገምጋም 20 ዓመታት ናጽነት ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዘካየዱዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓባራዊማሕበረኮማትምስቶሮንቶኣሰናኣብኤርትራውውያንኤርትራውያንከምዘሎክይህባኮይኑወጻኢዓምቢበንዕንቅፋትዘተዝርከባዝነብሩዝገበሩዎገሊጾም።
ኣብ ስደት ዝርከባ ብህግደፍ ዝውነና ቤተክርስትያናት ተዋህዶ ይዕጸዋ ኣለዋ። May 29, 2010 7:25 pmፖለቲካassenna00 SHARE መንግስቲ ህግደፍ ኣብ 2005 መዓልቲ ናጽነት 24 ግንቦት ንተዋህዶ ሃይማኖት ብኣዋጅ ናይ መንግስቲ ተደናጋጺትን መሳርሒትን ምዃና ካብ ዝእውጅ ንደሓር፡ ኣብታ ቤተክርስትያን ማእለያ ዘይብሉ ዕንወት ይፍጽም ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ስደትቤተክርስትያናትብህግደፍተዋህዶኣለዋ።ኣብዝርከባዝውነናይዕጸዋ
ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ኩለን ብሕታዊ ክሊኒካት ብትእዛዝ ስርዓት ህግደፍ ተዓጽየን። November 8, 2009 3:46 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ኩለን ብሕታዊ ክሊኒካት ካብ ዝሓለፈ ረቡዕ 4 ሕዳር 2009 ኣትሒዘን ብትእዛዝ ስርዓት ህግደፍ ከምዝተዓዘዋ፡ ምጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ እቲ ንህዝቢ ኣገልግሎት ጥዕና ከቕርባ ንዝጸንሓ ኣብ መላእ ኤርትራ ዝርከባ ክሊኒካት ንምዕጻው ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዝተላእከ መምርሒ ሰለስተ መስመር ብዝተጻሕፎ፡ ምኽንያት ዘይገልጽ ደብዳበ እዩ ናብተን ብሕታውያን ኣብያተ ክሊኒክ ተላኢኹ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርዓትብሕታዊብትእዛዝተዓጽየን።ኣብኤርትራኩለንክሊኒካትዝርከባ