ዘየዛኒ ሕድሪ! June 19, 2007 2:01 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ፡ “ተዛኒናሉ ኣለና፡ ሸለል ተባሂሉ ኣሎ” ኢልካ ብስኽፍክፍታ ጥራይ ዝሕለፍ ‘ውን ኣይኮነን። ወጀሃላይነት’ዚ ሰጊርና ኣብ ጥልመት በጺሕና ኢና። ሕድሪ ሰማእታትና ተጠሊሙ እዩ ዝርከብ ዘሎ። እቲ መስዋእቲ ዓሰርተታት ኣሽሓት ምሩጻት ደቁ ዝተቐበለ ህዝቢ ኤርትራ ግን ንመስዋእቲ ሕድሮም ክጸውር ኣይክእልን እዩ። Continue reading POST TAGS: ሕድሪዘየዛኒ