ዕድለኛ ‘ዩ ተመስገን ! June 16, 2007 2:00 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ኣንቱም ሰባት፡ካብ ምንባር ኣብ‘ዚ ኸዳዕ ዘበንዘየጽንዕ ኪዳን ዘየኽድን ሓበንእንተንሓልፍ ምስ ተመስገንእምበር ዶ ኣይምሓሸን? ኣቤት ‘ወ!ምደሓንና ካብ ንብዓትን ቃንዛንምርቓ ምበር መርገም ኣይነበረንኣብ’ዚ ጠላም ዘበንመስዋእቲ’ዩ በለጽ ‘ቲ ህይወት ኣይኮነን! Continue reading POST TAGS: ‘ዩተመስገንዕድለኛ