ብኢደይ ኢድካ ዘይሰልጥ ዕማም የልቦን – ቃል ኣሰና March 8, 2010 10:27 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ፈነወ ድምጺ ኣሰና፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ 1 መጋቢት፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ናይ ራድዮ ፈነወ ፡ ካብ ሎሚ 8 መጋቢት ደው ከነብሎ ከምዝወሰንና ሓቢርናኩም ኔርና። ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዝርከቡ ተኸታተልትና ብዝረኸብናዮ ግብረመልሲ መሰረት፡ ነቲ ድምጺ ኣሰና ደው ናይ ምባል ውሳኔ ኣሽንባይ ዶ ክትውዕሎ ክትሓስቦ ‘ኳ ዝድፍር ኣይኮነን። Continue reading POST TAGS: ቃልብኢደይኢድካኣሰናዕማምዘይሰልጥየልቦን
ኣመሪካን ኤውሮጳን ኣብ ኤርትራ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘለዎም ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ-ዕማም ኣረጋጊጹ። November 2, 2009 1:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009) ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓይሊምዃኖምቀርኒብኤርትራውያንንምውህሃድኣመሪካንኣረጋጊጹ።ኣብኣፍሪቃንኤርትራኤውሮጳንከካይዱዋዕላዕማምዘለዎምዝቖመዝዓለመፖሊሲ
ነቶም ተሞኽልዮም ናይ ህግደፍ ኣጽፋር ምቅላዕ ሃገራዊ ዕማም ኢዩ!! November 25, 2008 2:45 amፖለቲካassenna00 SHARE እታ ናይ ሓሰረ መከራ ምስ ናይ ዶብ ሽግር ዝተኸስተት ኣይኮነትን ጥራይ ቀንዲ ጸጋም ሃገርና። ከምኡ ዘየብል ኣዝዩ ጸላዊ ጥራይ ዘይኮነስ ካልእ ናይ ህላዌ ሃገር ዝፈታተን ጉዳያት እውን በዚ ዘሎ ገዛኢ ኣካል ዝተበተነ ብመደብ ዝተጠንጸሰሰ ከቢድ ኣዝዩ መሰረታዊ ፍሕሶታትን ወጥርታትን ኣሎ። ኣብቲ ኩሉ ናይ ዶባትና ዘጋጠመ ሽግራት ምስ ቅድሚ ምሕራር ኤርትራ ዝተኣልመ ዝተፋሕሰን ገመድ እውን ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊህግደፍምቅላዕተሞኽልዮምነቶምናይኢዩኣጽፋርዕማም