ዓውድኻ ከምዘርእኻ! (4ይ ክፋል) December 4, 2010 10:37 amHave Your Sayassenna00 SHARE ቀስ በሉ ከይትሳበሩ! ይብላ’ሞ እንቅዓ ጣፍ ኩኑ! ድማ ይውስኻሉ። እወ እተን ክቡራት ወለዲ፣ ንእግረ-መንገደን ደሃይ ዝጓየዩን ጫው-ጫው ዝብሉን ደቀን እንኪገብራ። ኣነ ድማ እንቋዕ ጥራይ ተቛይቕና ከይተበኣስና፣ ደሓን ውዓል/ሊ ደሓን ሕደር/ሪ፣ ብደሓን የራኽበና፣ ተበሃሂልና ናብ ንፈላለየሉ ምዕራፍ ገጽና ኣምራሕና’ምበሪ፣ እቲ መስርሕ ናይ ምውሳእ ጌና ይብገስ እንደኣሉ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: 4ይከምዘርእኻክፋልዓውድኻ

ዓውድኻ ከም ዘርእኻ። (3ይ ክፋል) November 6, 2010 4:22 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ግርም!…. ክቡር ኣቶ ዘመንፈስ፣ እወ ሓቅኻ ኩላትና ኢና ንሕተት፣ እንተኾነ ግን ብማዕረ ዘይኮነሲ ከከም ኢድና ኢና ንሕተት። በዚ መንጽር’ዚ ድማ ኢዩ ተራ ኢሳያስን ቅዲ-ኣመራርሕኡን ዝምዘን። Continue reading POST TAGS: 3ይከምክፋልዓውድኻዘርእኻ።
ዓውድኻ ከም ዘርእኻ። (ካልኣይ ክፋል) October 30, 2010 3:19 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ንኣይ ከምዝመስለኒ እቲ ቐንዲ ዛዕባ ምዝንታው ታሪኽ ወይ ድማ ምጽብባቕ ዝወዓልካሉ ታሪኽ ጥራይ ዘይኮነ፣ ነዚ ህጹጽ ፖለቲካዊ ቅልውላው መዕለቢ/መፍትሒ ሃሰስ ምባል ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ከምካልኣይክፋልዓውድኻዘርእኻ።
ዓውድኻ ከም ዘርእኻ። October 24, 2010 1:26 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE …ክላ ወደይ ስም ቀይር ኣለናስ ምሒር ዓብዩካ !!! ርኢቶይ ነዚ ኣለና ብዝብል ናይ ብርዒ-ስም ተኸታቲሉ ዝቐርብ ዘሎ ጽሑፍ። ሀ)መራሕን ንሱ ዝመርሖ መስርሕን ክሳብ ክንደይ ይቀራረቡ/ይረሓሓቑ? ለ) መራሒ ድዩ ንመስርሕ ወይስ መስርሕ’ዩ ንመራሒ ዝምልምሎ? Continue reading POST TAGS: ከምዓውድኻዘርእኻ።