እቲ ዝፈራሕናዮስ ኮይኑ፡ ካብ ዘይገመትናዮ ትርጀዲ ንምድሓን ግን እንታይ ንግበር? April 7, 2011 8:33 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሎሚ ባንዴራ ኤርትራ ናብ ፍርቂ ዘንጊ ሸተት ኢላ ክትውዕለሉ ዝግባእ ረዚን ናይ ሓዘን መዓልቲ እዩ። Continue reading POST TAGS: ትርጀዲንምድሓንንግበርእቲእንታይካብኮይኑ፡ዘይገመትናዮዝፈራሕናዮግን
ኣብ ኤርትራ ወፍሪ ኮንትሮባንዳ ዝዓበየ ምንጪ እቶት ኮይኑ፡ ህዝብን ሰራዊትን ከኣ ማዕረ ማዕረ ይወናጨፉሉ ኣለዉ። May 31, 2009 2:57 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀ መላኺ ኩሉ ናይ ውልቀ ሰባት ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ስለዝኸልከለን፡ እቲ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ እውን እንተኾነ፡ ስማዊ ድኣ እምበር ብግቡእ ስለዘይሰርሕን ናይ መንግስቲ ማሕለኻታት ስለዝበዝሖን፡ 90 ሚእታዊት ንኤርትራ ዝኣቱ እቕሑትን፡ እቲ ዝርካቡ ካብ ኤርትራ ዝወጽእ ሰደድን ኮንትሮባንዳ ኮይኑ ከምዘሎ እቶም ምንጭትት የርድኡ። Continue reading POST TAGS: ህዝብንማዕረምንጪሰራዊትንኣለዉ።ኣብኤርትራእቶትከኣኮንትሮባንዳኮይኑ፡ወፍሪዝዓበየይወናጨፉሉ