ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል ኣብ ስግኣት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣርባዕተ ክፍላተ ሰራዊት ኣብ ኣስመራ ኣኪቡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። March 7, 2011 10:29 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE በቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ ዘሎ ውዱቕ ውሽጣዊ ፖለቲካውን ቁጠባውን ኩነታቱን ሙሽሙሽ ስርዓቱን፡ ከምኡ ‘ውን ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብዝቕጽል ዘሎ ውዕዉዕ ህዝባዊ ተቓውሞታት ተጨኒቑ፡ ኣብ ኤርትራ ‘ውን ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል ክቱር ስግኣት ሓዲሩዎ ዘሎ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኣስመራ ኣርባዕተ ክፍላተ ሰራዊት ኣኪቡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊህግደፍ፡ሓቢሮም።ምንጭታትሰራዊትስርዓትስግኣትተቓውሞኣርባዕተኣስመራኣብኣኪቡእሙናትከምዘሎከይለዓልክቱርክፍላተዝርከብ
ዝተፈላለያ ክፍላተ-ሰራዊት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ተን ተቓውሞ ዘካይዳ ዘለዋ ኣሃዱታት መጥቃዕቲ ንምፍጻም ንዝተዋህበን መንግስታዊ ትእዛዝ ይነጽጋ። December 11, 2008 2:19 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ክፍለ ሰራዊት 21 ከምኡ ‘ውን ክፍለ ሰራዊት 39፡ ነቲ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ በተን ክልተ ቦጦሎኒታት ናይ ምክትታል ዶባት ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ብብረት ንኽሃርመኦ ንዝተዋህበን ትእዛዝ ብምንጻግ፡ “ዝዓጠቕናዮ ኣጽዋር ኣንጻር ጸላኢና ‘ምበር ምስ ኣሕዋትናን ብጾትናን ኣይንታኾሰሉን ኢና” ብምባል ከም ዝተቛወሞኦ ምንጭታት ካብቲ ዞባ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ተንልዕሊመንግስታዊመጥቃዕቲሰራዊት፡ተቓውሞትእዛዝንምፍጻምንዝተዋህበንኣሃዱታትኣብክፍላተዘለዋዘካይዳዝተፈላለያይነጽጋ።