ክብረት ህዝብና ዝቐንጠጠ ፍጻሜታት December 30, 2008 2:44 amፖለቲካassenna00 SHARE እዞም ሎሚ ኣብ ማሕዩር ዝረከቡ፡ ህዝቢ ኤርትራን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ዝፈልጦም፡ ወግዓዊ ፓትሪያርክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ፡ ድሕሪ ኣብ ማሕዩር ምእሳሮም፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከባ ቤተክርስትያናት እርቶዶክስ ኣብ ከቢድ ቅልውላው ይርከባ። Continue reading POST TAGS: ህዝብናክብረትዝቐንጠጠፍጻሜታት