ኣባላት Physicians For Peace ዝኾኑ ዓበይቲ ሓካይም ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ብስርዓት ህግደፍ ተኣዚዞም; April 15, 2010 11:01 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ ወለንታዊ ናይ መጥባሕቲ ኣግልትሎት ከካይዱ ዝቐነዩ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኣመሪካ (ቨርጂንያ) ዝመደበሩ Physicians For Peace ዝኾኑ ዓበይቲ ሓካይም: ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ብስርዓት ህግደፍ ተኣዚዞም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም ። Continue reading POST TAGS: ።ህግደፍሓቢሮምሓካይምመጥባሕቲምንጭታትብስርዓትተኣዚዞምናይኣቋሪጾምኣገልግሎቶምኣግልትሎትኤርትራከምዘለዉከካይዱካብክወጹወለንታዊዓበይቲዝቐነዩ
ኣመሪካን ኤውሮጳን ኣብ ኤርትራ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘለዎም ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ-ዕማም ኣረጋጊጹ። November 2, 2009 1:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009) ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓይሊምዃኖምቀርኒብኤርትራውያንንምውህሃድኣመሪካንኣረጋጊጹ።ኣብኣፍሪቃንኤርትራኤውሮጳንከካይዱዋዕላዕማምዘለዎምዝቖመዝዓለመፖሊሲ