ወዱ ንሚኒስተር ተስፋይ ገብረስላሰ ብካራ ተወቒዑ ሞይቱ ተባሂሉ ብ’ድምጺ ወጋሕታ’ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። November 17, 2009 12:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ‘ድምጺ ወጋሕታ’ “ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታት ..ወዱ ንሚኒስተር መዓድን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰ ኣብ ኣስመራ እንዳ ኮርያ ኣብ ዝርከብ ቤትምህርቱ፡ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ብኻራ ተቀቒዑ ንሞት ተቓሊዑ ‘ሎ” ክትብል ዘመሓላለፈቶ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታምንጭታትናሞይቱቅኑዕብ’ድምጺብካራተስፋይተባሂሉተወቒዑንሚኒስተርኣረጋጊጾም።ኣስመራከምዘይኮነካብወዱወጋሕታ’ዝተዘርግሐገብረስላሰ
ሰራዊት ኣልዒሉዎ ዘሎ ሕቶ ፡ መሰረታዊ ጠለብ ህዝቢ ‘ምበር ሕቶ ደሞዝ ከምዘይኮነ ኮሚተ ድሕነት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ኣፍሊጡ። January 7, 2009 8:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ሰራዊት ኣልዒሉዎ ዘሎ ሕቶ ፡ መሰረታዊ ጠለብ ህዝቢ ‘ምበር ሕቶ ደሞዝ ከምዘይኮነ ኮሚተ ድሕነት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ፡‘ምበርህዝቢሕቶመሰረታዊምክልኻልሰራዊትኣልዒሉዎኣፍሊጡ።ኤርትራከምዘይኮነኮሚተዘሎደሞዝድሕነትጠለብ