ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ዙሪክ መጋበርያ ህግደፍ ትኸውን April 26, 2010 11:39 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሰርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ጭቆና ብምቕጻል፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን፡ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ገንዘብ ንምርሳይ፡ ንዜጋታት ኣብ ምግዳድን ምፍርራሕን ይርከብ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመድሃኔመጋበርያቤተክርስቲያንትኸውንኣለምኦርቶዶክሳዊትዙሪክ
ውሉደ ክህነት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ንውሳኔ ምውራስን ምብራስን ገዳማት ኣትሪሮም ይቃወሙ May 23, 2009 3:25 amእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE ን 22 ገዳማት ኦርቶሮክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምስናይ ቅርስታተን ንምውራስን ናብ ወተሃደራዊ መዓስከር ንምቕያርን ኣብ መስርሕ ዝርከብ ውሳኔ ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ካብ ውሉደክህነት ቤተክርስትያን ማለት ካብ ኣቐሽሽትን ኣመሓደርቲ ገዳማትን ዲያቆናትን ሰፊሕ ተቓውሞ የጋጥሞ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡፡ Continue reading POST TAGS: ምብራስንምውራስንቤተክርስትያንንውሳኔኣትሪሮምኦርቶዶክሳዊትክህነትውሉደይቃወሙገዳማት
ስርዓት ኢሳይያስ 22 ገዳማት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ምስናይ ቅርስታተን ብምህጋር፡ ናብ ወታሃደራዊ ማዓስከርን፡ ቤት ማእሰርትን ክቕይርን መደብ ኣውጺኡ፡፡ March 17, 2009 5:03 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ሙሉእ ኤርትራ ዝርከባ 22 ገዳማት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ንብረተን ዝኾነ ጥንታውን ታሪኻውን ቅርስታት ብምህጋር፡ ነተን ገዳማት ናብ ወተሃደራዊ መዓስከራትን ኣብያተ ማእሰርትን ክቕይረን መዲቡ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መደብማእሰርትንማዓስከርን፡ምስናይስርዓትቅርስታተንቤተክርስትያንቤትብምህጋር፡ናብኢሳይያስኣውጺኡ፡፡ኦርቶዶክሳዊትክቕይርንወታሃደራዊገዳማት
ልሙድ ገበን ብስም ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ (ካብ እንግሊዘኛ ዝተተርጎመ) February 7, 2009 5:11 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ልሙድቤተክርስቲያንብስምኤርትራእንግሊዘኛኦርቶዶክሳዊትካብዝተተርጎመገበን