ድምጺ-መሰልና-ደሊና ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ፈነዋኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር እያ። December 29, 2008 11:34 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ መሰልና-ደሊና ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝገበሩላ ናይ ገንዘብ ወፈያ፡ ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ብ 9610 kHz 31 ሜተር ባንድ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር ምዃና ኣፍሊጣ። Continue reading POST TAGS: 2009ሓደመሰልናናብኣትሒዛኤርትራእያ።ካብክትጅምርደሊናዳግማይድምጺጥሪፈነዋኣ
ሓብታ ንእስርቲ ኣስቴር ዮውሃንስ፡ ንግዳያት ኤርትራ ወኪላ ኣብ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየድ ዘተ ክትሳተፍ እያ። July 24, 2008 10:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሓብታ ንእስርቲ ኣስቴር ዮውሃንስ (ብዓልቲ ቤቱ ንእሱር ጴጥሮስ ሰለሙን)፡ ወ/ት ሰናይት የውሃንስ ነቶም ኣብ ትሕቲ ኣሰቃቒ ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ዝሳቐዩ ዘለዉ ኤርትራውያን ግዳያት ወኪላ፡ ኣብ ክንዳኦም ድምጺ ንምስማዕ ብልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተወዲቡ ኣብቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝርከብ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ኣብ ዝካየድ መኣዲ ዘተ ክትሳተፍ ምዃና ካብ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዝረኸብናዮ ዜና ይሕብር። Continue reading POST TAGS: ሃገራትሓብታሕቡራትቤትንእስርቲንግዳያትኣስቴርኣብኤርትራእያ።ክትሳተፍወኪላውድብዘተዝካየድዮውሃንስ፡ጽሕፈት
ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኮንዶሊሳ ራይስ ዝመጽእ ዘሎ ሰሙን ኢትዮጵያ ክትበጽሕ እያ። December 1, 2007 2:37 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኮንዶሊሳ ራይስ ዝመጽእ ዘሎ ሰሙን ኢትዮጵያ ብምብጻሕ ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ዞባ ዓበይቲ ቀላያት ከምእትሳተፍን ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ከምእትራኸብን ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ንኣፈኛ ስተይት ዲፓርትመንት ብምጥቃስ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ራይስሰሙንኢትዮጵያኣመሪካእያ።ክትበጽሕኮንዶሊሳወጻኢዘሎዝመጽእጉዳያትጸሓፊት