ናይ ሰባት ውልቃዊ ሓበሬታ ምዝርጋሕ ዘይሓላፍነታዊ እዩ። February 7, 2011 5:55 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እቲ ንኹሉ ኣንጻር ምልክን ዕብለላን ስቅያትን ዝቃለስ ዘሎ ኤርትራዊ ዜጋ ዘሰንበደ ተርእዮ ውልቃዊ ሓበሬታ ኣብ ዋዕላ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፋ ሽድሽተ ደቂኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣሕዋትና፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሓርነት ዶት ኦርግ Continue reading POST TAGS: ሓበሬታምዝርጋሕሰባትናይእዩ።ውልቃዊዘይሓላፍነታዊ
ንህዝቢ ዘናሹ፡ሓላይ ህዝቢ ኽኸውን ኣይክእልን እዩ። December 2, 2009 3:40 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ እቲ ዝነውሓን ዝመረረን ዕጥቃዊ ናይ ነጻነት ቃልሲ ኣብ ኣህጉርና ኣፍሪቃ ዘካየደ ህዝቢ ኢዩ።እዚ ንኣስታት ሓደ ክፍለ ዘመን ካብ ተቃውሞ መግዛእቲ ዘየዕረፈ ህዝቢ፡ንሰላሳ ዓመት ዘኣክል ምእንቲ መሰሉን ሰብእዊ ክብሩን ዘይተኣደነ መስዋእቲ ዝከፈለ ዝደመየን ዝቆሰለን ንክትገልጾ ቃላት ዘይርከቦ ምዑትን ቆራጽን ንዓለም መስተንክርን ዝኮነ ሓርበኛዊ ቂያ ዝፈጽመ ህዝቢ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢንህዝቢኣይክእልንእዩ።ኽኸውንዘናሹ፡ሓላይ
መሰል ድምጹን ሓሳባቱን ከቕርብ ዘይክእል: ሽግራቱ ኣብ ጊዜኡ ክፈትሕ ኣይክእልን እዩ። December 19, 2007 6:10 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዝከበርካ ኣንባቢ መሰል ድምጹን ሓሳባቱን ከቅርብ ዘይክእል፣ ሽግራቱ ኣብ ጊዜኡ ክፈትሕ ኣይክእልን እዩ ዝብል ኣርእስቲ ተሞርኪሰ ክጽሕፍ እንከለኹ፣ ብዙሕ ትዕዝብትታት ስለዘሎኒ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሓሳባቱንመሰልሽግራቱኣብኣይክእልንእዩ።ከቕርብክፈትሕዘይክእልድምጹንጊዜኡ