ስቕ ምባል ምቕባል፣ ትብሎ እንተሎ ግን ምባል November 9, 2010 12:24 amፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ መወዳእታ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ትሕቲ “ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ” ዝብል ኣርእስቲ፣ ኣብ ናይ ኣሰና መርበብ ሓብሬታ ተዘርጊሑ ነይሩ። ኣብቲ ዝተጠቕሰ ኣኼባ ንሕና ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ተሳቲፍናዮ ነርና። Continue reading POST TAGS: ምቕባል፣ምባልስቕትብሎእንተሎግን