ኣብ ኣዲስ ኣበ ኣሽሓት ኤርትራውያን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። April 21, 2011 11:37 pmኣፍሪቃassenna10 SHARE ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓርሽን ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ልዕሊ 17000 በቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ልዕሊ 400 ኤርትራዊ ትንፋስ ዘህለቐ ትራጀዲ ዝተሰምዖም Continue reading POST TAGS: ህግደፍመዓስከራትማእከላይሰላማዊሰልፊሰፊሕስደተኛታትንባሕሪብምቅዋምንብምዝካርንንስርዓትንግዳያትኣበባንኣብኣካይዶም።ኣዲስኤርትራውንዝርከቡዝተፈላለዩጃምላዊ
ንዝምልከቶ ኩሉ ኤርትራውን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን February 16, 2010 12:52 amእንካን ሃባንassenna01 SHARE ከም ኩሉ ዝፈልጦ ኣብ ዝሓልፈ ግዜ ብዕለት 23 ታሕሳስ 2009 ብውዱብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ጸጥታ ጉጅለ (UN Security Council) ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ ናይ እግዳ ውሳኔ ከምዝሓለፈ ርዱእ ኢዩ። እዚ እገዳ እዚ ድማ ኤርትራ ምስ ናይ ሶማልያ ግብረ-ሽበራ ተንቀሳቐስቲ ትተሓጋገዝ ከምዘላን ከምኡ’ዉን ነቲ ዕላማ ቅዱስ ዕላማ ከምዃኑ ስለትኣምነሉን ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ማሕበረሰብንዝምልከቶኤርትራውንኩሉዓለምን