መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ጋዳፊን ገጽ ንገጽ March 28, 2011 11:33 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዝሓለፋ ክልተ ወራዋርሕ ካብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝጀመረ ኣድማ ህዝቢ ኣንጻር ኦኣመጽቲ መራሕቲ ብፍላይ ከኣ ምልዕዓል ህዝቢ ሊብያ ኣንጻር ዕሉልን ጽሉልን ውልቀመላኺ ጋዳፊ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሕማም መንጾሮር ኮይኑዎ ከምዘሎ በቲ ንኽልተ ግዜ ንሕክምና ንቐጠር ዝተመላለሶ ከነረጋግጽ ንኽእል። Continue reading POST TAGS: መላኺንገጽኢሳይያስኣፈወርቅንገጽጋዳፊን
ርክብ ኢሰያስ ኣፈወርቅን ዓሊ ዓብዱን ላሕሊሑ፡፡ June 18, 2009 5:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ መንጎ መራሒ ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈወርቅን ሚኒስተር ዜና ዓሊ ዓብዱን ዝነበረ ምውቕ ዝምድና ኣብዚ ጊዜ’ዚ ላሕሊሑ ኣብ ዝተሓተ ደረጅኡ ወዲቑ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ላሕሊሑ፡፡ርክብኢሰያስኣፈወርቅንዓሊዓብዱን