ሓብታ ንእስርቲ ኣስቴር ዮውሃንስ፡ ንግዳያት ኤርትራ ወኪላ ኣብ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየድ ዘተ ክትሳተፍ እያ። July 24, 2008 10:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሓብታ ንእስርቲ ኣስቴር ዮውሃንስ (ብዓልቲ ቤቱ ንእሱር ጴጥሮስ ሰለሙን)፡ ወ/ት ሰናይት የውሃንስ ነቶም ኣብ ትሕቲ ኣሰቃቒ ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ዝሳቐዩ ዘለዉ ኤርትራውያን ግዳያት ወኪላ፡ ኣብ ክንዳኦም ድምጺ ንምስማዕ ብልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተወዲቡ ኣብቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝርከብ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ኣብ ዝካየድ መኣዲ ዘተ ክትሳተፍ ምዃና ካብ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዝረኸብናዮ ዜና ይሕብር። Continue reading POST TAGS: ሃገራትሓብታሕቡራትቤትንእስርቲንግዳያትኣስቴርኣብኤርትራእያ።ክትሳተፍወኪላውድብዘተዝካየድዮውሃንስ፡ጽሕፈት
ዝኽሪ ንእንፈትዋ ሐፍትና ኣስቴር ወልዱ January 12, 2008 1:47 amስድራቤትassenna00 SHARE ሓፍትና ኣስቴር ወልዱ ብዕለት 16-03-1964 ካብ ኣቦኣ ግራዝማች ወልዱ ህብትዝግን ኣዲኣ ወ/ሮ ተረዛ ተስፋማርያም ኣብ ከተማ ሰገነይቲ ተወልደት:: 8 የሕዋት ድማ ኣለዉዋ:: ከምቲ ንኹሉ ኤርትራዊ ቤተሰብ ዘጋጠሞ ኸኣ፡ ዝበዝሑ ገሊኦም ንሜዳ ገሊኦም ንስደት ፋሕፋሕ ኢሎም። ከምኡ እውን ናኣሽቱ ኮይኖም ዝተረፉ የሕዋት ነይሮም:: Continue reading POST TAGS: ሐፍትናንእንፈትዋኣስቴርወልዱዝኽሪ