ኢሳያስ፡ ሄረዶስ ዕሽላት ኤርትራ – ብሚኪኤል እምባየ April 22, 2011 12:35 amምኪኤል እምባየassenna00 SHARE ሓደ ካብቶም ድመቕ መጻኢ ብርሃን ሃገር ክኾኑ ዝተሓረዩ ፍሉይ ባህርያዊ ትዕድልቲ ዝነበሮም ብኣጻብዕ ዝቑጸሩ መንእሰያት ኢዩ። ተዋዛያይ ተጻዋታይ ዓውዓው በሃሊ ቂምታ ዘይሕዝ ነጻ ሰብ ኢዩ። ዝመስሎ ቅኑዕ ዝበሎ ካብ ምዝራብን ዝተራአዩ ይኸውንዩ ካብ ዝበሎ ምግባርን’ውን ድሕር ዝብል ሰብ ኣይነበረን። Continue reading POST TAGS: ሄረዶስብሚኪኤልኢሳያስ፡ኤርትራእምባየዕሽላት
ሓደ ካብ ኣዕርኽቲ ኢሳያስ፡ October 12, 2009 12:28 amፖለቲካassenna00 SHARE ኤርትራ ብሰንኪ‘ቲ ገና ዘይተዳህሰሰት ሃገር ምዃና ሕብእቲ ግምጃ ተባሂላ ዝንገረላ ሃገር ኢያ።ርእሺ ኩሉ ከኣ ኣብ ኣገዳሲ ቦታ ብምህላዋ ነዚ ዕድላትዚ ክጥቀሙ ዝተፈላለዩ ኣዋፈ ርቲ ርእሰማል ስሒባ።እዚ ዕድልዚ ግን ረብሓ‘ቲ ምእንቲ መሰሉን ክብሩን ዝወደቐን ዝሰንከለን ዘይኮነ ኢሳያስ ምስ ሰባት ክፋለጥ ኣኺኢሉዎ።ብዙሓት ኣዕሩኽ ረኺቡ፡ምብዛሖም ግን ንኤርትራውያን ኣይጠቐመን።ካብዞም ብዙሓት ኩፉእ ግብሪ ዘለዎም፡ብዘይካ ናብ ጁባኦም ዝኣቱ ንኻልእ ዘስዕብሉ ጸገም ዘይፈልጡ ናብዝ ቁስላ ዘየሕወየት ኤርትራ ውጽእ ኣትው ክብሉ ጀሚሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደኢሳያስ፡ኣዕርኽቲካብ
ስርዓት ኢሳያስ፡ ናይ ህዝቢ መሬት ብምምንዛዕ፡ ንናይ ሰፈራ መደባቱ ኣብ ግብሪ ከውዕል ጀሚሩ April 18, 2009 7:00 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ካብ መንደፈራ ክሳብ እምኒ ሓይሊ ዘሎ 15 ኪ.ሚ. ዝኸውን መሬት፡ ብዘይካ ጐቦታትን ጀራዲንን ካብ ዋናታቱ ዝዀኑ ሓረስቶት መንዚዑ፡ ባዕሉ ብዝመጽአን ብዓሰርተታት ዝቝጸራ ትራክቶራት ክሓርሶ ጀሚሩ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመሬትመደባቱሰፈራስርዓትብምምንዛዕ፡ናይንናይኢሳያስ፡ኣብከውዕልጀሚሩግብሪ