ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበልጣን ኢራንን ሓደ ካብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣልቓዒዳን፡ ኣብ ኤርትራ ከምዝተራኸቡን ኣብ ግጭት የመን ኢድ ከምዘለዎምን ተሓቢሩ። June 4, 2009 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ኢራን ከምኡ ‘ውን ሓደ ካብ ቀንዲ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኣልቓዒዳ ምዃኑ ዝንገረሉ ሄመል ኽትያር ኣልዕቡድ፡ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ስሉስዊ ርክብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደሰበልጣንተሓቢሩ።ኢራንንኢሳይያስኢድኣልቓዒዳን፡ኣብኣዛዚኣፈወርቂ፡ኤርትራከምዘለዎምንከምዝተራኸቡንካብወተሃደራዊየመንግጭት
ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ብምውጻእ፡ ብዛዕባ ምትእትታው ኢራንን መርዛም ጓሓፍን ዘትዩ። December 14, 2008 12:29 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሎሚ ዝወዓለ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ሲሪሒታትን ብኸምቲ ዝጀመሮ ንቡር ኣካይዳ ክቕጽል ከም ዘይከኣለ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: መርዛምሚኒስተራትምትእትታውሰራዊትንብምውጻእ፡ብዛዕባኢራንንኣመሓደርቲኣኼባኣዘዝቲካቢነዘትዩ።ዞባታትንጓሓፍን