ቆንስል ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ሳልሕ ኢማን ማሕሙድ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። April 25, 2010 12:39 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ቆንስል ኤርትራ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ ሳልሕ ኢማን ማሕሙድ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ኣመሪካ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ እሙናት ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቲቱ።ማሕሙድሳልሕቆንስልኢማንኣመሪካኣብኤርትራዑቕባፖለቲካዊ