ፖለቲካዊት ከቦሮ ንለውጢ ኣብ ኦክላንድ ዲም ክትብል ሓዲራ (ብሽማግለ ንጉባኤ ኦክላንድ በይ ኤርያ) November 29, 2010 1:58 amሰሜን ኣመሪካassenna00 SHARE ከቦሮ ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ብሓዳስ ከቦሮ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተተኪኣ። ናብቲ ገፊሕ ዳስ ዘተን ምርድዳእን ዋዕላን፡ ገጻ እትመርሕ ከቦሮ መንእሰይ፡ “ንዑ ኩሉኹም ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ በዚ’ዩ መንገዱ ሰዓቡኒ ተጸንበሩ ተዛተዩ!” ክትብል ኣምስያ። Continue reading POST TAGS: ሓዲራበይብሽማግለንለውጢንጉባኤኣብኤርያኦክላንድከቦሮክትብልዲምፖለቲካዊት
ሽማግለ ንጉባኤ- በይ ኤርያ ኦክላንድ ኣኼባ ኣካይዱ October 25, 2010 10:23 amሰሜን ኣመሪካassenna00 SHARE ብዕለት 10/16/2010 ኣብ ኦክላንድ ብኣባላት ሃገራዊት ኮሚሽን ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ፡ 25 ዝኣባላት ቦርድ ከም ከምእተመርጸ ይዝከር። እዚ ቦርድ እዚ፡ ሽማግለ ንጉባኤ- በይ ኤርያ ኦክላንድ ዝብል መጸዋዕታ ተዋሂብዎ፡ ብዕለት10/24/10 ተኣኪቡ ነብሱ ክሰርዕ ውዒሉ። Continue reading POST TAGS: ሽማግለበይንጉባኤኣካይዱኣኼባኤርያኦክላንድ