ህጹጽ ህዝባዊ ጻውዒት፣ ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ January 31, 2011 2:25 pmኣለናassenna00 SHARE ኦ! ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ! ካብ ጀነራል ክሳብ ኮፕራል፣ ተጋዳላይን ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎትን፤ ብዝተፈላለየ ማዕረግን ሓላፍነትን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዕድመ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ኣብ ምድልዳልን፣ ስቅያት ገዛእ ርእስኻን ህዝብኻን ኣብ ምንዋሕን ብዘይ ድሌትካ ተዕወንውን ዘለኻ ጅግና ኤርትራዊ! Continue reading POST TAGS: ህዝባዊህጹጽሓይልታትምክልኻልንጀጋኑኤርትራጻውዒት፣