ሰማእታት ኤርትራ፡ እወ ንዝክሮም !! (ሰለስተ ኣቦታት ካብ ኣስመራ) June 18, 2007 5:12 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE እወ ንዝክሮም! ደቅና ኣሕዋትና ኣቦታትን ኣዴታትን ስድራና ዝተፈለዩና፣ ከመይ ኢልና ድኣ ክንርሰዖም። መዓንጣና ሕርር ክምቱር ይብል፣ ኣሕ! ሕጂስ ከመይ፣ ኣበይ፣ እንታይ ምሃለኹም ንብል። ሓዊ ሓብቲ ክትስእን፣ ጮቖቕ ኢሎም ዘዕበዩ ወለዲ፣ ወላድ መኻን ክኾኑ፣ ፍቕርኻ ፈታዊኻ ንዘንቲ-እለት ክፍለ። ሪእና ከይጸገብናዮም፣ የዕሊልና ከይዛዘምና ተፈልዮምና። Continue reading POST TAGS: ሰለስተሰማእታትንዝክሮምኣስመራኣቦታትኤርትራ፡እወካብ