ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣኼባታት ተቓውሞ ንዘርኣዩ ኣባላት ፍሉይ ብርጌድ ሓለዋ ፕረዚደንት ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። March 15, 2010 7:57 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብ 4 መጋቢት 2010 ኣብ ከባቢ ሳዋ ኣብ ዝርከብ መዓስከር፡ ኣዘዝቲ በራጊድ ናይቲ ብሓለዋ ፕረዚደንት ዝፍለጥ ፍሉይ ኣሃዱ፡ ብዛዕባ ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ተወሲኑ ዘሎ እገዳ ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ ተሪር ተቛውሞ ንዘቕረቡሎም 11 ኣባላት ብ9 መጋቢት ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓለዋሓቢሮም።ምንጭታትስርዓትብርጌድተቓውሞንዘርኣዩኣባላትኣብኣኼባታትከምዝኣሰረፍሉይፕረዚደንት