ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ኤምባሲታት ኤርትራ ክሰርሑ ንወጻኢ ዝለኣኾም ወከልቱ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ መምርሒ ከመሓላልፈሎም ወጢኑ ከምዘሎ ተፈሊጡ። May 10, 2009 5:12 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ንኹሎም ኣብ ውሽጢ ኣብያተ ጽሕፈት ኤምባሲ ኤርትራ ክሰርሑ ንወጻኢ ሃገራት ልኢኽዎም ዝነበረ ወከልቲ ህግደፍ ኣብ ሓጺር እዋን ኩሉ ሰነዳቶም ጠርኒፎም ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ መምርሒ ከመሓላልፈሎም ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ምንጭታትና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሃገርህግደፍመምርሒስርዓትተፈሊጡ።ናብንወጻኢኣብኤምባሲታትኤርትራከመሓላልፈሎምከምዘሎክሰርሑክኣትዉወከልቱወጢኑውሽጢዝለኣኾም
ሓለፍቲ ህግደፍ ደቆም ንወጻኢ የህድሙ፡ – ኮለኔል ደበሳይ ጊለን ብርሃነ ወዲ ቕጫን ብኣብነት ይጥቀሱ። November 9, 2008 11:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቶም ደቅኹም ኣህዲምኩም ኢሎም፡ ንስድራቤታት ኤርትራ ዘበሳብሱ፡ ዝኣስሩን ዝመቝሑን ሓለፍቲ ህግደፍ ንገዛእ ርእሶም ደቆም ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን የህድሙ ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓለፍቲቕጫንብርሃነብኣብነትንወጻኢኮለኔልወዲየህድሙ፡ይጥቀሱ።ደቆምደበሳይጊለን