ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና April 25, 2011 10:23 pmMessageassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና ብተክኒካዊ ምኽንያት ድምጺ ኣሰና ምኽፋት እንተኣብዩኩም ወይ ውን ዝሓለፈኩም መደባት ክትሰምዑ ምስ እትደልዩ ኣብዚ ሊንክ ‘ዚ ጠውቑ፡ ኣርካይቭ ኣሰና ወይ BLIPTV ASENA EPISODES ARCHIVE Continue reading POST TAGS: ሓበሬታንተኸታተልቲኣሰናድምጺ
ጻውዒት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና March 8, 2011 8:41 amMessageassenna00 SHARE ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፣ ንሕና ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እንርከብ ኣዓሩኽ ኣሰና፣ እታ ተስፋ ህዝቢ ኮይና ዘላ ድምጽኹም ድምጺ ኣሰና፣ ዘጋጥማ ዝነበረን ዘሎን ፋይናንሳዊ ጸገም ንምፍታሕ፣ ተበግሶ ወሲድና፣ ዝተፋላለየ መደባት ሰሪዕና፣ ጻዕርታት ካብ ንጅምር ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ንተኸታተልቲኣሰናድምጺጻውዒት
ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና January 31, 2011 3:53 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና ኣብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ጥሪ መደብ ራድዮ ድምጺ ኣሰና፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝርአ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞን መስርሕ ለውጥን፡ ጽልውኡን ኣስተምህሮኡን ንዓና ንኤርትራውያን እንታይ ምዃኑ ንምድህሳስ ምስ ክልተ ኤርትራውያን ምሁራት: ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተን ዶ/ር ኣንገሶም ኣጽብሃን ዘካየድናዮ ዘተ ከነቕርበልኩም ምዃና እናዘኻኸርና ምክትታልኩም ንዕድም። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታንተኸታተልቲኣሰናድምጺ
ጻዊዕት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና ተቐማጦ ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ March 20, 2010 12:19 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዝኸበርኩም ተከታተልቲ ድምጺ ኣሰና፣ ንሕና ኣዓሩኽ ኣሰና፣ ኣብ ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ንቅመጥ፣ እታ ተስፍ ህዝቢ ኮይና ዘላ፣ ድምጽኹም ድምጺ ኣሰና፣ ዘጋጥማ ዘሎ ቑጠባዊ ጸገም ንኽፍታሕ፣ ተበግሶ ወሲድና፣ ዝተፋላለይ መደባት ሰሪዕና፣ ጻዕርታት ካብ ንጅምር ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሕብራትመንግስታትተቐማጦንተኸታተልቲኣመሪካኣሰናድምጺጻዊዕት
ኣገዳሲ ምልክታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና October 21, 2009 1:09 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ ኣሰና፡ ካብ ዕለት 26 ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ፡ ማዕበል ፈነወኣ ክትቕይር ምዃና ንሕብረኩም። በዚ መሰረት፡ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሰኑይ 26 ጥቅምቲ 2009 ዓ.ም. ጀሚራ፡ እትፍነወሉ መዓልትታትን ሰዓታትን ከምዘለዎ ኮይኑ፡ ብ9605 kHz : ኣብ 31MB ክትፍኖ እያ። Continue reading POST TAGS: ምልክታንተኸታተልቲኣሰናኣገዳሲድምጺ
መልእኽቲ ንተኸታተልቲ – ካብ ኣሰና/ Dear asenai.com readers: August 12, 2007 10:25 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ዕድመ ኣሰና ንመመሓየሺ ርእይቶን ምኽርን ኣብ ‘ባነርን’ ተነባብነትን።/ Reader –feedback on banner and legibility Continue reading POST TAGS: asenaidearreadersመልእኽቲንተኸታተልቲኣሰናካብ
ምልክታ ንተኸታተልቲ ድምጺ መሰልና ደሊና June 18, 2007 11:30 pmድምጺ መሰልና ደሊናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ መሰልና ደሊና፡ብግዝያዊ ተክኒካዊ ምኽንያት፡ ንፈነወ ኢንተርነት ድምጺ መሰልና ደሊና ኣብ ዓዋተ.ኮምን ኣሰና.ኮምን ክትከታተሉዎ ከምእትኽእሉ ብትሕትና ነዘኻኽረኩም።ንዓዋተ.ኮምን ንኣሰና.ኮምን ብዝገበሩልና ምትሕብባር ነመስግን። READ MORE POST TAGS: መሰልናምልክታንተኸታተልቲደሊናድምጺ