ዝተፈላለያ ክፍላተ-ሰራዊት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ተን ተቓውሞ ዘካይዳ ዘለዋ ኣሃዱታት መጥቃዕቲ ንምፍጻም ንዝተዋህበን መንግስታዊ ትእዛዝ ይነጽጋ። December 11, 2008 2:19 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ክፍለ ሰራዊት 21 ከምኡ ‘ውን ክፍለ ሰራዊት 39፡ ነቲ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ በተን ክልተ ቦጦሎኒታት ናይ ምክትታል ዶባት ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ብብረት ንኽሃርመኦ ንዝተዋህበን ትእዛዝ ብምንጻግ፡ “ዝዓጠቕናዮ ኣጽዋር ኣንጻር ጸላኢና ‘ምበር ምስ ኣሕዋትናን ብጾትናን ኣይንታኾሰሉን ኢና” ብምባል ከም ዝተቛወሞኦ ምንጭታት ካብቲ ዞባ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ተንልዕሊመንግስታዊመጥቃዕቲሰራዊት፡ተቓውሞትእዛዝንምፍጻምንዝተዋህበንኣሃዱታትኣብክፍላተዘለዋዘካይዳዝተፈላለያይነጽጋ።