ብብርቱዕ ህዝባዊ ናዕቢ ዝሰምበደ ሑስኒ ሙባረክ፡ መንግስቱ ተበቲኑ ጽባሕ ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም ምዃኑ ኣዊጁ፡ ህዝቢ ግን ጠለባቱ ንመሰረታዊ ለውጢ ይቕጽል ኣሎ። January 29, 2011 1:58 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ግብጺ ሑስኒ ሙባረክ፡ በቲ ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ተጓሃሂሩ ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ ናብ ጥርዙ ዝበጽሐ ህዝባዊ ናዕቢ መንግስቱ ክብትን ተገዲዱ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢህዝባዊለውጢሑስኒሓድሽመንግስቲሙባረክ፡ምዃኑተበቲኑናዕቢንመሰረታዊኣሎ።ኣዊጁ፡ከቕውምዝሰምበደዝጸንሐይቕጽልግንጠለባቱጽባሕ
ንመሰረታዊ ለዉጢ፡ ትየዳሎ ህዝቢ January 22, 2009 8:43 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ኣየ ዘመን፡ ዘመን ግርንቢጥኣብ ክንዲ ትኽ! እትብል ትጉብጥኣብ ክንዲ ትስሕቕ፡ ትነብዕኣብ ክንዲ ትሕበን፡ ትሓፍር ዘይትኾርዕ Continue reading POST TAGS: ህዝቢለዉጢ፡ትየዳሎንመሰረታዊ