መግለጺ ደገፍ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ካብ ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ በይ ኤርያ March 19, 2009 1:07 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE መራኸቢ ብዙሃን የልምዕ መራከቢ ብዙሃን ድማ የጥፍእ። ክንዲ ዝኾነ መራኸቢ ብዙሃን ሚዛናዊን ሓቀኛን ኪኸውን ይግባእ።እንተኾነ ብዙሓት ቴክኖሎጂ ብዝፈጠሮ ምዕባለ ተጠቒሞም ሕሱር ፕሮፖጋንዳ የካይዱ። ካብ ኩሉ ዘስደመም ድማ ብኣፎም ጸፍ ዝብሉ ወይ ብኻልኦት ዝወራዘዩ ምዃኖም ኢዩ።ገለ ዉሑድ ካብቲ ብዙሕ ከም ኣብነት ክጠቅስ። Continue reading POST TAGS: መንእሰያትመግለጺማሕበርምክልኻልበይንለውጢንሓይልታትኤርትራ፡ኤርትራውያንኤርያካብደገፍ
እዋናዊ መተሓሳሰቢ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ December 12, 2008 1:29 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ነዚ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ተፍጢሩ ዘሎ ምንቅስቓስ ንምብትታኑ ዝዕለመ: ብፕረዚደንት ኢሰያስ ዝተላእኩ ኣባላት ናይቲ ብማዕበል ሰውራ ዝፍለጥ ሓለዋ መንግስቲ ናብ ኩለን እተን ዝቃወማ ዘለዋ ኣሃዱታት ስለያዊ መርበብ ይዝርግሕ ከምዘሎን ዕላምኡ ኸኣ ዘይተደለየ ሓድሕዳዊ ደማዊ ኲናት ምብራዕ ዝዓለመ ኣብ ርእሲ ምዃኑ ጥምረት ናይቲ ኣሃዱታት ንምብትታን ተባሂሉ መራሕተን ክቕንጽል ቀዳማይ ዕማማቱ ከምዝተለመ ተፈሊጡ ኣሎ:: Continue reading POST TAGS: መተሓሳሰቢምክልኻልንሓይልታትኤርትራእዋናዊ