መስርሕ ሃገራዊ ዋዕላ – ኣብ ቅድሚ ቻርተር ! May 11, 2010 12:25 amፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ሃገራውን ህዝባውን ጉዳያት ኣብ ፍትሓውን ርትዓውን፡ እዋናዊ ፖለቲካዊ ንጥፍታት፡ ብሕጊ ክምእዘዝ ዝጠልብ’ዩ። ኣብ ትሕቲ ዝዀነ ይኹን ኩነታት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ንዝፍጸሙ ጌጋታት ከኣ ብሕጊ መሰረት ይእረሙን መንገዶም ከም ዝሕዙ ይገብር። ሕጋዊ መስርሕ ህዝባዊ መኽሰብ ኣለዎ። ናይ ዘተ መኣዲ ዝኸፍት’ዩ። ፍረ ዘለዎ ውጽኢት ዝርከቦ’ዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊመስርሕቅድሚቻርተርኣብዋዕላ