ዶክተር ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ ተምራማሪ ባህልን ታሪኽን ኤርትራ ዓሪፎም፡፡ July 29, 2009 12:13 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ናይ ባህልን ታሪኽን ኤርትራ ተመራማሪ ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ሃገር ስዊዘርላንድ ብ18ሓምለ 2009 ዓ/ም ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ዓሪፎም፡፡ Continue reading POST TAGS: ባህልንተምራማሪታሪኽንኣባኤርትራዓሪፎም፡፡ይስሃቕዶክተርገብረኢየሱስ
ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ታሪኽን ባህልን ኤርትራ ጠቀስ ሰነድ ብምህጋር፡ ዝኾነ ታሪኻዊ መዝገብ ንኸይሕተም ይኽልክል። May 13, 2009 12:05 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀ መላኺ ኣቶ ኢሳይያ ኣፈወርቂ ካብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ ማለት ካብ 1976 ኣትሒዙ ዝተኣከበን ዝተጸንዐን ዝተሰነደን ንታሪኽን ቋንቋን ባህልን መበቆልን ሃይማኖትን ሃብቲ ባሕርን መሬትን ያታዊ-ሕግታትን ዘጠቓለለ፡ ብድምር ክሳብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ገጻት ዝሓዘ ሰፊሕ መዝገብ፡ ዝኾነ ይኹን ቅዳሕ ከይተርፍ ኣጻርዩ፡ ብምሉኡ ነቲ ሰነድ ካብ ቤት ጽሕፈት መጽናዕትን ስነዳን ምርምርን ናብ ቤትጽሕፈቱ ብምውሳድ፡ ፡ ንኸይሕተም ከምዝኣገዶ ምንጭታትና ምስናይ መሪር ሓዘን ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: መላኺመዝገብሰነድባህልንብምህጋር፡ታሪኻዊታሪኽንንኸይሕተምኢሳይያስኣፈወርቂኤርትራውልቀዝኾነይኽልክል።ጠቀስ