ሓበሬታ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 13 ሚያዝያ ክግበር ታሓሲቡ ዝጸንሐ ሰላማዊ ሰልፊ April 9, 2010 8:19 pmMessageassenna00 SHARE እቲ ንሰሉስ ዕለት 13 ሚያዝያ ብተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ክግበር ተመዲቡ ዝጸንሐ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ናብ ካልእ ግዜ ከነመሓላልፎ ከም ዝወሰንና ክንሕብረኩም ንፈቱ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሓበሬታሚያዝያሰላማዊሰልፊብዛዕባቲታሓሲቡንዕለትኖርወይኣብኦስሎክግበርዝጸንሐ
መወዳእታ ናይ’ቲ መጀመርታ – 2ይ ክፋል April 18, 2009 9:36 amፖለቲካassenna00 SHARE ናይ ሕጂ መንግስቲ ኤርትራ፡ ጌና ካብ ግዜ ቃልሲ ጀሚሩ፡ ዝኾነ ናይ ገንዘብ ኣታዊ ዝረኽበሉ ግድፈት እንተረኺቡ ዓይኑ ዝሓሲ ውድብ ኣይነበረን። ስለ ዝኾነ ኢዩ ኸኣ፡ ብመንገዲ ምቁጽጻር ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድን ናይ ስራሕ ኣሳላጥን ናይ ምስሊ ወናንን መሓመድ ኣልኣሚን ገረወይና /ወዲ ገረወይና/፡ ነቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነበረ ናይ ጓሓፍ ኩንትራት፡ ብጹጹይ መንገዲ ተተሓሒዘምዎ ዝነበሩ። Continue reading POST TAGS: 2ይመወዳእታመጀመርታቲናይክፋል
መወዳእታ ናይ’ቲ መጀመርታ February 13, 2009 3:37 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መወዳእታመጀመርታቲናይ