ናይ ኦሎምፒክ ማዳልያ ተሸላሚ ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ብመንግስቲ ኤርትራ ቪዛ ተኸልኪሉ። September 21, 2008 1:57 pmስፖርትassenna00 SHARE ናይ ኦሎምፒክ ማዳልያ ተሸላሚ ኮይኑ ንኤርትራ ኣብ ዓለም ዘጸውዐ በሃር ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ፡ ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣብ ጉዳይ ስፖርት ነቐፌታዊ ርእይቶታት ብምቕራቡ፡ ብመንግስቲ ኤርትራ መውጽኢ ቪዛ ስለዝተኸልከለ ሎሚ 21 መስከረም ኣብ ኣምስተርዳም (ኔዘርላንድስ) ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ውድድር ጉያ “ዳም ቱ ዳም” ክሳተፍ ከምዘይከኣለ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ማዳልያብመንግስቲቪዛተሸላሚተኸልኪሉ።ታደሰናይኤርትራኤርትራዊኦሎምፒክዘርእሰናይ