መንእሰይ ተስዓታትን ክልተ ሽሕን! ንቃልሲ ተጠማጢምካ’ዩ (ወልደየሱስ ዓንደማርያም) September 24, 2010 11:34 pmእምቢ ንምልኪ!!assenna00 SHARE ንፖለቲካዊ ቃልሲ ማለተይ’ዩ። ነቲ ኣብዚ መድረኽ’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታትና ድማ ክገልጽ ይፍትን። እቲ ብንኣሽቶና እንፈልጦ ጉልበታዊ ቃልሲ እሞ ኸኣ፡ ከይተጠማጠምካ ከመይ ኢሉ? ቃልሲ! ፖለቲካዊ ይኹን ጉልበታዊ ማዕዶ ንማዕዶ ተረሓሒቕካ ክኸውን ዘይክእል መስርሕ’ዩ። Continue reading POST TAGS: መንእሰይሽሕንተስዓታትንተጠማጢምካ’ዩንቃልሲክልተወልደየሱስዓንደማርያም