ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ኣብ ሰልፊ ጸረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተሰሊፎም ውዒሎም። February 24, 2010 1:56 amኪዳን ምስ መን?assenna00 SHARE ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም። Continue reading POST TAGS: ሃገራትሓርነትሕቡራትመንግስቲሰልፈኛታትሰልፊባይቶተሰሊፎምንመሰጋገሪኡጋዴንንኣብኤርትራውያን፡እገዳውዒሎም።ውድብዝርከቡዎምዝኾኑግንባርጸረጸጥታ
ሓደ ካብ መራሕቲ ኣሸባብ ወጻእተኛታት ተዋጋእቲ ኣብ ጎድኑ ተሰሊፎም ከምዘለዉ ተኣሚኑ። May 13, 2009 8:59 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሓደ ካብ መራሕቲ ናይቲ “ኣሸባብ” ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ ልዕሊ መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ቅልጡፍ ወተሃደራዊ ጸብለልትነት ብምርኣይ ‘ነቲ ግዝያዊ መንግስቲ ገልቢጡ ንሶማል ዳግም ክቆጻጸራ ‘ዩ’ ተባሂሉ ዝንገረሉ ዘሎ እስላማዊ ምንቅስቓስ፡ ወጻእተኛታት ተዋጋእቲ ኣብ ጎድኑ ተሰሊፎም ኣብቲ ዳግም ዝተባርዐ ውግኣት ሶማል ይሳተፉ ከምዘለዉ እናተሓበነ ከምዝተኣመነ ‘ደይሊ ኔሽን’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኬንያ ገሊጻ። Continue reading POST TAGS: ሓደመራሕቲተሰሊፎምተኣሚኑ።ተዋጋእቲኣሸባብኣብከምዘለዉካብወጻእተኛታትጎድኑ