ሃገራዊ ዋዕላ ንስለ ምግባሩ’ዶስ ወይስ ብርግጽ ንምዕዋቱ? March 18, 2010 1:15 amፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ነቲ ፋሕ ዝበለ አተሃላልዋ ናይ ተቓወምቲ ሐይልታት ጥርኑፍን ዝተወሃሃደን መልክዑ ንምትሐዝ፣ አንጻር መላኺ ስርዓት ዝካየድ ቃልሲ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ብመላኡ ብዘዕግብ አገባብ ንምቕያስ፣ ውድባት ተቓውሞ አብ መጋቢት 1999 ሃገራዊ ምሕዝነት ኤርትራ አብ ትሕቲ ዝብል ስም ከም ዝተጠርነፈ ዝዝከር’ዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊምግባሩ’ዶስብርግጽንምዕዋቱንስለወይስዋዕላ
“ እወ ብርግጽ ክወግሕ ኢዩ!” – ዓወት ንሲምፖዚዮም ዲሲ June 10, 2009 4:51 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዲሲ…. ዝመጽእ ዘሎ (ሰነ-19- 22) ብዓይነቱ ፉሉይ ዝኾነ መኣዲ ዘተን ሰለማዊ ሰልፊን ከተእንግድ ኢያ፡፡ እዚ ብሕብረት ኤርትራዊያን ኣንጻር ምልኪ (EGS) ከምእውን እርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (EDA) ዝዳሎ ዘሎ ሲምፖዚዮም(symposium) ብዓይነቱ ፍሉይ ካብ ዝገብሮ ነገራት ሓደ ጎኑ ንጎኒ እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ብሓደ ተኣኪቦም ጕዳይ ሃገሮም መጻኢ ዕድል ሕዝቦም ዝዝትዩሉን ዝካትዑሉን መድረኽ ዝሰርዔ ብሙኳኑ ኢዩ፡፡ እዚ ሲምፖዚዮም እዚ ዕውት ኮይኑ ክወጽእ ግና ነፍሲ ወከፍ ብሃገረይን ሕዝበይን ይግደስ ኢየ ዝብል ዜጋ ስምዕታ ዘይድልዮ ሓላፍነቱ ክዋጻእ ይጠልብ፡፡ Continue reading POST TAGS: “”ብርግጽንሲምፖዚዮምኢዩእወክወግሕዓወትዲሲ