መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝኣሰሮም ክልተ ሰራሕተኛታት ብሪቲሽ ካውንስል ሓደ ተፈቲሑ፡ እቲ ሓደ ግን ነጻ ኣይተለቀን። July 13, 2007 10:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝኣሰሮም ክልተ ሰራሕተኛታት ብሪቲሽ ካውንስል ሓደ ተፈቲሑ፡ እቲ ሓደ ግን ዛጊት ነጻ ከምዘይተለቀ ሮይተርስ ንወሃቢ ቓል ብሪቲሽ ካውንስል ብምጥቃስ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሓደመንግስቲሰራሕተኛታትብሪቲሽተፈቲሑ፡ነጻኣይተለቀን።ኤርትራእቲካብካውንስልክልተዝኣሰሮምግን
መንግስቲ ኤርትራ ንሓላፊ ብሪቲሽ ካውንስል ኣብ ኤርትራ ኣሲሩ። July 11, 2007 3:54 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ኤርትራ ንሓላፊ ብሪቲሽ ካውንስል ኣብ ኣሰመራ ብምእሳር፡ ንሓደ ዲፕሎማሰኛ ዓዲ እንግሊዝ ፡ ብሰበብ መደብ ትግባረ ‘ሳተላይት ኢንተርነት ሊንክ’ ካብ ኤርትራ ከይወጽእ ከምዝኣገዶ ጋርድያን ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መንግስቲብሪቲሽንሓላፊኣሲሩ።ኣብኤርትራካውንስል