ዶክተር ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ ተምራማሪ ባህልን ታሪኽን ኤርትራ ዓሪፎም፡፡ July 29, 2009 12:13 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ናይ ባህልን ታሪኽን ኤርትራ ተመራማሪ ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ሃገር ስዊዘርላንድ ብ18ሓምለ 2009 ዓ/ም ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ ዓሪፎም፡፡ Continue reading POST TAGS: ባህልንተምራማሪታሪኽንኣባኤርትራዓሪፎም፡፡ይስሃቕዶክተርገብረኢየሱስ
ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ታሪኽን ባህልን ኤርትራ ጠቀስ ሰነድ ብምህጋር፡ ዝኾነ ታሪኻዊ መዝገብ ንኸይሕተም ይኽልክል። May 13, 2009 12:05 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀ መላኺ ኣቶ ኢሳይያ ኣፈወርቂ ካብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ ማለት ካብ 1976 ኣትሒዙ ዝተኣከበን ዝተጸንዐን ዝተሰነደን ንታሪኽን ቋንቋን ባህልን መበቆልን ሃይማኖትን ሃብቲ ባሕርን መሬትን ያታዊ-ሕግታትን ዘጠቓለለ፡ ብድምር ክሳብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ገጻት ዝሓዘ ሰፊሕ መዝገብ፡ ዝኾነ ይኹን ቅዳሕ ከይተርፍ ኣጻርዩ፡ ብምሉኡ ነቲ ሰነድ ካብ ቤት ጽሕፈት መጽናዕትን ስነዳን ምርምርን ናብ ቤትጽሕፈቱ ብምውሳድ፡ ፡ ንኸይሕተም ከምዝኣገዶ ምንጭታትና ምስናይ መሪር ሓዘን ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: መላኺመዝገብሰነድባህልንብምህጋር፡ታሪኻዊታሪኽንንኸይሕተምኢሳይያስኣፈወርቂኤርትራውልቀዝኾነይኽልክል።ጠቀስ
“ብኽብሪን ባህልን ህዝቢ ኤርትራ ምትላል የብቅዕ ” July 9, 2008 11:47 pmፖለቲካassenna00 SHARE ንሰላማዊ ሰልፍታት ጸረ ፈሲቲቫላት ህግደፍ ዝግበር ደገፍና ንገልጽ። ቀዳም 12 ወርሒ ሓምለ 2008ዓም ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ ዕዉት ክኽወን ንምነ። ብኹሉ ሕልናናን ዓቅምናን ድማ ኣብ ጎንኹም ኣሎና ንብሎም። Continue reading POST TAGS: “ብኽብሪን”ህዝቢምትላልባህልንኤርትራየብቅዕ