ቆሪራ ‘ላ ! June 21, 2007 8:22 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሎሚ 21 ሰነ ኣብ ቴለቪዥን ኤርትራ ብዛዕባ ስዉኣት ኣብ ዝቐረበ መደብ ሓንቲ ኣደይ ጉዕሽ ዝተባህለት 5 ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ 2 ድማ ኣብ’ዚ ዳሕረዋይ ኵናት፡ ብጠቕላላ 7 ደቃ ዝተስዉኡዋ ውጽዕቲ ኤርትራዊት ኣደ ስውኣት “እቖርር ኣለኹ!” ኢላ ድሕሪ ምዝራባ ዝተደርሰት ግጥሚ። Continue reading POST TAGS: ‘ላቆሪራ