ኣሳቢቦም ናብ ቀደም ከይመልሱና: ዋዓል ሕደር ዘየድልዮ ግዜ በጺሕና September 7, 2009 9:13 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ክቡር ህዝበይ ደቂ ዓበይቲ ደቂ ዎራዙት ኣይተረአን ድዩ ናብ ህዝቢ ዝወረደ መዓት ሃይባ ንጠርንፍ ንዕለዎ ነዚ ኣረመኔ ስርዓት ብቑጠባ ንሕነቆ ንኾንኖ ንሓሶት ኣኽባታት Continue reading POST TAGS: ሕደርቀደምበጺሕናናብኣሳቢቦምከይመልሱናዋዓልዘየድልዮግዜ
ወይሎና ንሕና እምበር ንሶም ድኣ ቀደም እንዲዮም ካብ ማእሰርቲ ዓለም ወጺኦም። June 2, 2007 10:22 pmፖለቲካassenna00 SHARE …ኣቦና ቅድምውን ካብ ዓለም ወጺእኩም፣ ንሰማያዊ ህይወት ዝመነንኩም ብምኻንኩም፣ ወይልኦም ድኣ እቶም ገበርቲ ክፉእ እንበር ንዓኹም ድኣ ሱባኤ ናይቶም ቅዱሳት ኣቦታት ኣቡነ ፍሊጶስ፣ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ፣ ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ካልኦት ኣቦታት ስለዝኾነ ብጸሎትኩም ነዞም ሰብኣዊ ህላዌና ተደሚሲሱ ዘሎ ደቅኩም ኣይትረስዑና። ….. ካብ ወልደንድራስ Continue reading POST TAGS: ማእሰርቲቀደምንሕናንሶምእምበርእንዲዮምካብወይሎናወጺኦም።ዓለምድኣ