መሪሕነት ሰ-ደ-ህ-ኤን ስድሪን እንቋዕ እባ ብኣጋኡ ተለለዩ። September 10, 2010 3:10 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብዚ ቅንያት’ዚ ኣብ መብዛሕተአን ኤርትራውያን መርበብ ሓበሬታታት፣ ሓደ ዘገርምን ግን ክኣ፣ ዝንኣድ ጽሑፋት ከንብብ ድሕሪ ምቕናየይ ብዛዕብኡ ዘለኒ ትዕዝብቲ ኣመልኪተ ወስ ከብል እስከ ፍቐዱለይ። Continue reading POST TAGS: †}cü—ህመሪሕነትሰስድሪንብኣጋኡተለለዩ።ኤንእባደ
ሰሚናር ስድሪን (CIDRiE) ሳዕቤናቱን January 14, 2009 6:02 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዓመተ 2008 ኣብ ምዝዛማ ኣብ ልቢ ኹልና ኤርትራውያን ዓቢ ተስፋ ዘሪኣ እያ ሓሊፋ። ዓመተ 2009’ውን ኣነስ መዓስ ሓሚቐ ክትብል ነቲ ተስፋ መመሊሳ’ያ ተጓዕፍሮ ዘላ። ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከም መንዳዓት ኮይኑ ዘሳቕየና ዝጸንሐን ዘሎን ትፋእ ታሪኽ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ መሓውራቱ ብቕሉዕ ክለምስ ጀሚሩ’ሎ። Continue reading POST TAGS: cidrieሰሚናርሳዕቤናቱንስድሪን