ናጽነት ድምጺ ህዝብኺ ስምዒ! May 23, 2009 1:33 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ናጽነት፦ ድምጺ ሓፋሽ ስምዒ፤ ድምጺ ብጁዋትኪ፡ ናብ ዕረ ተቀዪሩ፤ ጣዕሚ መቀረትኪ፡ ፍሰሃ ጎዲልዎ፤ ኣብቲ በዓላትኪ፡ ጋሻ ውሒድዎ፤ ኣብ ኩሉ ዳሳትኪ፡ ስለምንታይ ኢልኪ፤ ሕተቲ ብቃላትኪ፡ ነቶም ናትኪ፧ Continue reading POST TAGS: ህዝብኺስምዒናጽነትድምጺ