ሰራዊት ሲሪላንካ ‘ታሚል ታይገርስ’ ዝኾና 12 ነፈርቲ ውግእ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ተዓቝበን ከምዘለዋ ምግላጹ ‘ቮይስ ታሚል’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። August 31, 2009 11:53 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰራዊት ሲሪላንካ ንብረት ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ብመንግስቲ ናይታ ሃገር ዝተሳዕረ ምንቅስቃስ ‘ታሚል ታይገርስ’ ዝኾና 12 ነፈርቲ ውግእ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ተዓቝበን ከምዘለዋ ምግላጹ ‘ቮይስ ታሚል’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ‘ቮይስ‘ታሚልሓበሬታመርበብመዓርፎምግላጹሰራዊትሲሪላንካተዓቝበንታሚል’ታይገርስ’ነፈርቲኣብኣፍሊጡ።ኤርትራከምዘለዋውግእዝርከብዝተባህለዝኾና
ኣመሪካ መንግስቲ ኤርትራ ን ‘ታሚል ታይገርስ’ ናይ ሲሪላንካ ቀጥታዊ ወተሃደርዊ ሓገዝ ይገብር ከምዝነበረ ኤሽያን ትሪቡን ይገልጽ። September 3, 2007 1:37 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ናይ ባይቶ ኣመሪካ (ሰነት) ኮሚተ ወጻኢ ዝምድናታት ጸብጻብ፡ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ብኣመሪካን መንግስቲ ሲሪላንካን ከም ‘ግብረሽበራዊ ውድብ’ ዝጥቀስ ‘ታሚል ታይገርስ’ ቀጥታዊ ወተሃደርዊ ሓገዝ ይገብር ከምዝነበረ ከምዘቃለዐ ኤሽያን ትሪቡን ዝተህለ መርበብ ሓበሬታ ይገልጽ። Continue reading POST TAGS: ‘ታሚልሓገዝመንግስቲሲሪላንካቀጥታዊታይገርስ’ትሪቡንናይንኣመሪካኤርትራኤሽያንከምዝነበረወተሃደርዊይገልጽ።ይገብር