ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ: ፈጠራን ምድንጋርን ህግደፍ፡ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ደጀን ሓራ ኤርትራውያንዶ ዋላስ ስውር መሓውር ህግደፍ March 24, 2010 7:41 amMessageassenna00 SHARE ማሕበረኮም ዕላምኡ እንታይ እዩ? ንመን እዩኸ ከገልግል ዝግበኦ? ሽሙ ከም ዝሕብሮ ንማሕበረሰብዶ ወይስ ንውሑዳት ሰባት? ማሕበረኮም መሓውር መንግስታውያን ወይ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ድዩ ክኸውን ዘለዎ ወይስ ነቲ ይውክሎ እየ ዝብሎ ማሕበረኮም ብሙሉኡ ከይፈለየ እዩ ከገልግል ዘለዎ? Continue reading POST TAGS: ህዝባዊህግደፍህግደፍ፡ሓራመሓውርመጸዋዕታማሕበረኮምምድንጋርንስውርኣገዳሲኤርትራውያንኤርትራውያንዶዋላስደጀንፈጠራን