ሰርናዮ ስቕታ፡ሰጊርናዮ ከውታ ምስሉይነት ድዩ ፕሮፖጋንዳ፡ December 1, 2009 11:54 amፖለቲካassenna00 SHARE ሰርናዮ ስቕታ ሰጊርናዮ ከውታ፡ኣብ መበል ዒይስራን ሓሙሽተን ዓመት ምምስራት ሃማደኤ ከም ጭርሖ ዝተወስደ ፍሉይ ኣርእስቲ ኢዩ።እቲ ጭርሖ፡ምስ ህሉው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ፍርቂ ኣካል ኅብረ ተሰብ ዝኾነ ደቂ ኣንስትዮ ሕይወት ተራእዩ፡ካብ ፕሮፖጋንዳ ሓሊፉ ካልእ ክህልዎ ዝኽእል ኣይነበረን። Continue reading POST TAGS: ምስሉይነትሰርናዮስቕታ፡ሰጊርናዮከውታድዩፕሮፖጋንዳ፡
ምስሉይነት September 7, 2007 11:45 pmፖለቲካassenna00 SHARE ትርጉም ናይዚ ቃልዚ ብዙሕ`ዩ፡ ዝመሳሰል ዘይኮንካዮ ሙኻን ዝብል ናይ ገርሂ ቃል ከመስል እኽእልዩ፡፡ ኣብ ፖለቲካ ግን ሰፊሕን ዓሙቕን ትርጉም ኣለዎ፡። ካብቲ ብገርህኻ እትህቦ ትርጉም ገዲፍካ ክትማራመረረሉ እንተሃቂንካ ካልኦት ዝገብርዎ ኩሉ ጌጋ ኣነ ዝገብሮ ድማ ኩሉ ዝወጾ ዘይብሉ ቅኑዕ ኣብ ዝብል መደምደምታ ዘብጽሕ ናይ ዕቡያት ኣተሓሳስባ`ዩ፡፡ እዞም መደበር ትዕቢት ዝቤቶም ሰባት ሶንኩፍ ኢዮም። Continue reading POST TAGS: ምስሉይነት