ሰራዊት ኤርትራ ካብ 6 ወርሒ ንላዕሊ ዝቕለቦ ዝተኸዘነ ቀረብ መግቢ ከምዘይብሉ ተፈሊጡ። February 23, 2009 3:34 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰራዊት ኤርትራ ካብ 6 ወርሒ ንላዕሊ ዝቕለቦ ዝዝተኸዘነ ቀረብ መግቢ ከምዘይብሉ ስለዚ ድማ ኣብ ኣመጋግባ ቁጠባ ክገብር ከምዘለዎ ሚኒስትሪ ምክልኻል ካብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ትእዛዝ ከምዝተቐበለ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: መግቢሰራዊትቀረብተፈሊጡ።ንላዕሊኤርትራከምዘይብሉካብወርሒዝቕለቦዝተኸዘነ
ኤርትራ ነቲ ‘ማይ እንተዘይተረኺቡ ሕጽረት መግቢ ከየጋጥም ዘስግእ ‘ዩ’ ዝብል ስክፍታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነጺጋቶ። June 24, 2007 10:24 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራ ነቲ “ ኣብ’ ክራማት እኹል ማይ እንተዘይዘኒቡ ሕጽረት መግቢ ከጋጥም ይኽእል ‘ዩ” ዝብል ስክፍታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ “ ደጊም ንኤርትራ ረዲኤት መግቢ ካብ ካልኦት ሃገራት ኣየድልያን ‘ዩ” ብምባል ከምዝነጸገቶ AFP ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ‘ማይ‘ዩ’ሃገራትሕቡራትሕጽረትመግቢስክፍታነቲነጺጋቶ።ኤርትራእንተዘይተረኺቡከየጋጥምውድብዘስግእዝብል