መወዳእታ ናይ’ቲ መጀመርታ – 2ይ ክፋል April 18, 2009 9:36 amፖለቲካassenna00 SHARE ናይ ሕጂ መንግስቲ ኤርትራ፡ ጌና ካብ ግዜ ቃልሲ ጀሚሩ፡ ዝኾነ ናይ ገንዘብ ኣታዊ ዝረኽበሉ ግድፈት እንተረኺቡ ዓይኑ ዝሓሲ ውድብ ኣይነበረን። ስለ ዝኾነ ኢዩ ኸኣ፡ ብመንገዲ ምቁጽጻር ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድን ናይ ስራሕ ኣሳላጥን ናይ ምስሊ ወናንን መሓመድ ኣልኣሚን ገረወይና /ወዲ ገረወይና/፡ ነቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነበረ ናይ ጓሓፍ ኩንትራት፡ ብጹጹይ መንገዲ ተተሓሒዘምዎ ዝነበሩ። Continue reading POST TAGS: 2ይመወዳእታመጀመርታቲናይክፋል
መወዳእታ ናይ’ቲ መጀመርታ February 13, 2009 3:37 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መወዳእታመጀመርታቲናይ
መጀመርታ ናይቲ መወዳእታ? ( ቃል ኣሰና) June 17, 2008 6:42 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንስርዓት ህግደፍ ሓዲግካ፡ ቅድሚ ቁሩብ ሳምንታት፡ “ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ግዝኣተይ ኣትዮም ኣለዉ፡ ወጥሪ ተኸሲቱ ‘ሎ” ክትብል ጅቡቲ ክሳብ ውድብ ሕቡራት ዘሰምዓቶ ኣቤቱታ ዝተኸታተለ ሰብ፡ በዚ ብ11ን 12ን ሰነ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ዘጋጠመ ብረታዊ ረጽሚ ክግረም ኣይክእልን እዩ። Continue reading POST TAGS: መወዳእታመጀመርታቃልናይቲኣሰና